ጣቅሊሎም ናብ ዓዶም ዝምለሱ
ጣቕሊሎም ናብ ዓዶም ዝምለሰሉ ፎርም ንምላእ ዝሕተቱ ሰነዳት
1. ኣብ ኤምባሲ መዝገብ ዘሎዎ/ዋ ክ/ትኸዉን ይግባእ።
2. መንነት(ታሴራ) ይቅርብ።
3. ፓስፖርት(Original)ይቅርብ።
4. ቅዳሕ መንበሪ ፍቃድ ሃገረ ቐጠር
5. ዕለቱ ዘይወደቐ(Valid Clearance) ናይ ግብሪ መረጋገጺ ሰነድ ይቕርብ።
ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ሃገረ ቐጠር
Eritrean Embassy in Qatar
سفارة دولة ارتريا في قطر
ጣቕሊሎም ናብ ዓዶም ዝምለሰሉ ፎርም ንምላእ ዝሕተቱ ሰነዳት
1. ኣብ ኤምባሲ መዝገብ ዘሎዎ/ዋ ክ/ትኸዉን ይግባእ።
2. መንነት(ታሴራ) ይቅርብ።
3. ፓስፖርት(Original)ይቅርብ።
4. ቅዳሕ መንበሪ ፍቃድ ሃገረ ቐጠር
5. ዕለቱ ዘይወደቐ(Valid Clearance) ናይ ግብሪ መረጋገጺ ሰነድ ይቕርብ።