ኤምባሲ ሃገር ኤርትራ ኣብ ቐጠር ንኩሎም ኤርትራውያን ነበርቲ ቐጠር ርሑስ ጾም ይግብረልኩም ይብል ። dimanche 3 avril 2022 by Omar in Uncategorized ብኣጋጣሚ ምጅማር ጾም ርማዳን ኤምባሲ ሃገር ኤርትራ ኣብ ቐጠር ንኩሎም ኤርትራውያን ርሑስ ጾም ይግብረልኩም እንዳበለ፥ሳዓታት ስራሕ ካብ ሳዓት 9፡00 ንግሆ ክሳብ 2፡00 ድሕሪ ቐትሪ ምኻኑ ትሕብር።